söndag 20 juni 2010

A-kassa ካሳ ስራሕ ኣልቦነት
Aktiviteter ንጥፈታት
Allemansrätt መሰል ኩለ ሰብ
Allmän ሓፈሻዊ ጠቅሊሊ
Allmänna institutioner ህዜባዊ ትካሊት
Ambassad ኤምባሲ፡ኣምባሳዯር ዜሰርሓለ ቦታ
AML – (Arbetsmiljölagen) ሕጊ ኣከባቢ ዕዮ
Anmäla ኣፍሇጠ፡ ኣመልከተ
Annars ካብኡ ዜተረፈ፡ እንተ዗ይኮነ፡ እንተ዗የሎ
Anses 1.ሓሰበ 2.ኣብ ግምት ኣእተወ 3. ቆጸረ፡ ገመተ
Ansökan ምልክታ፡ ሕቶ
Apotek ቤት መዴሃኒት
Arbetsförmedling ቤት ጽሕፈት መራከቢ ስራሕ
Arbetsmarknaden ዕዲጋ ስራሕ
Arbetsoförmåga ክትሰርሕ ዗ይምኽኣል፡ስእነት ዓቕሚ
Arbetsplats ቦታ ስራሕ
Arbetsrätt ሕጊ ዕዮ
Attityder ኣቃጫጭ፣ኣረኣእያ፡ጠባይ
Avgå 1.ሓዯገ፡ ብፍቓደ ተሰናበተ 2.ኣስተሇመ ኣረከ
Avslag ምንጻግ፡ ንጽገት
Avsluta ምውዲእ፣ ምፍጻም
banksystem ስርዓት ባንክ
barn aga ምቅጻዕ(ምህራም) ቆልዑ
Barn konvention ውዑል ንመሰል ቆልዑ
Barnavård ክንክን ቆልዑ
Barnen i samhället ቆልዑ ኣብ ሕብረተሰብ
barnomsorg ምእሊይ ቆልዑ
Bedömning ውሳኔ፣ ብይን
Behovsprövning ግምገማ ኣዴሊይነት
Berättigad ዜግብኦ
Beslut ውሳኔ
Beslutar 1.ወሰነ 2. ዯምዯመ፣ ኣጽዯቐ
Bestämde ወሰነ፡ መዯበ፣ ሸነነ
Bildas ምውዲብ፡ ምጥርናፍ
Biståndsbedömning ውሳኔ ንሓገዜ
Blanketer ቅጥዒ፡ኦርኒክ
Boende መነባብሮ
Bostadsbidrag ሓገዜ ክራይ ገዚ
Budgetproposition እማመ ባጀት
BVC – barnavårdcentralen ማእከል ክንክን ቆልዑ
Byråkrati ቢሮክራሲ
Demokrati ዯሞክራሲ
Droger ዕጸ ፋርስ
Egen vård ርእሰ-ክንክን
Ekonomiskt bistånd ቁጠባዊ ሓገዜ
Ersättning 1.ሓገዜ 2.ክፍሉት
Fackföreningar ናይ ሞያ ማሕበር
Familjecentraler ዜተፈሊሇዩ ሞያውያን ስዴራ ቤታት ጥዕንኣን ንክሃንጻን
ክከናኸናን ዜመኽርለን ዜሕግዜለን ማእከል
familjejuridik ስነ-ሕጊ ስዴራቤት
Familjeplanering ውጥን ስዴራ ቤት
Finansminister ሚኒስትሪ ፋይናንስ
Folkbokföringssystem ስርዓት ምዜገባ ህዜቢ
friskvård ሕማማት ንምኽልካል ዜውሰዴ ስጉምቲ
Fritid ግዛ ዕረፍቲ(ትርፊ ግዛ)
Från fall till fall ካብ ጉዲይ ናብ ጉዲይ
Fungera ስራሕ፡ ዕማም፡ ተግባር ኣገልግሎት
Förbunden 1.ውዕል፡ኪዲን 2.ኪዲን ገበረ፣ ተሰማምዐ ፡ተወዓዓሇ
Föreningslivet ሂወት ትርፊ ግዛ
Förskola መዋእሇ ቆልዑ
Förslag እማመ፡ ውጥን
Försäkringskassan ካሳ ውሕስነት
Försörjning መነባብሮ
Försörjningsstöd ሓገዜ መነባብሮ
Förtroendevalda ብህዜቢ ዜተመረጹ
Förutsättning ኩነት፡ኩነታት
Föräldragrupp ጉጅሇ ስዴራ
Föräldraledig ዕረፍቲ ወሇዱ
Föräldrapenning መተካእታ ዯሞዜ ወሇዱ
Föräldrar rollen ግዯ ወሇዱ
föräldrarmedverkan ምውሳእ ወሇዱ
Generellt ሓፈሻዊ
Grundlag ዓምዴታት ሕጊ
Hedersproblematik ጸገማት ሓበን
hushållsekonomi ቑጠባ ዗ቤት(ስዴራ)
Hållbar utveckling ነባሪ ምዕባሇ
Hälsa ጥዕና
Hälsoförebyggande insatser ንጥፈታት ጥዕናካ ንምህናጽ
I regel ከም ልምዱ
ID kort ወረቐት መንነት
Individuell 1.ውልቃዊ፡ ግሊዊ፣ ፍለይ 2.ውልቀ-ሰብ
Industri ኢንደስትሪ
Inkomst ኣታዊ
Inskolning ምልምማዴ
Introduktion መሊሇዪ
Jämlik ማዐረ
Jämlikhet ማዕርነት
Jämställdhet ማዕርነት ጾታ
Kalenderns betydelse ኣገዲስነት ዓውዯ ኣዋርሕ
koder ልምዴታት
Kommun ወረዲ
Kommunfullmäktige ቤት ምኽሪ ኮሙን፣ ሽማግሇ ኮሙን፣ባይቶ ኮሙን
Konton ሕሳብ ባንክ
Kontrollerar ይቆጻጸር
Korruption ብልሽውና
Kosten betydelse ኣገዲስነት ፍለይ መግቢ
Krav ዗ዴሉ፣ጠሇብ
Kronofogdsmyndigheten መንግስታዊ ቤት ጽሕፈት ኣክፋል ዕዲ
Kryssa ምልክት ምግባር(×)
Kulturkrockar ግጭት ባህሉ
Kösystem ስርዓተ-መስርዕ
Lagar & regler ሕግን ስርዓትን(ሕጋጋትን)
Lagbok መጽሓፍ ሕጊ
Lagrum ሕጋዊ መወከሲ
Land ሃገር
landsting ኣውራጃ (ማእከሊት ጥዕናን ሆስፒታሊትን ወ዗ተን
የማሓዴር)
Landstingsfullmäktige ባይቶ ኣውራጃ
Ledamöter ኣባሊት
Levnadsnivå ዯረጃ መነባብሮ
Livskunskap ክእሇት ናብራ
Livsstilen ቅዱ ናብራ
Lokal trafik ህዜባዊ መጋዓዜያ
Läkarintyg ወረቐት ምስክር ሓኪም
Läkarvård ሕክምና
Läkemedel መዴሃኒት
Länsstyrelse ሽማግሇ ኣውራጃ
Makt ስልጣን፡ መዙ ሓሊፍነት
Medborgare ዛጋ
Medel 1. መራኸቢ፣ መሳርሒ፡ መንገዱ 2. ማእከሊይ (ንዓይነት ወይ ዯረጃ) መተሓሊሇፊ (ንኣ. ኣየር ፡ማይ)
Mediciner መዴሃኒታት
Medlem ኣባል፡ ኣካል
Miljö & Nature ኣከባብን ባህርን(ተፈጥሮን)
Miljöhus ቤት ኣከባቢ
Missbruk ወልፊ ፡ ምውሊፍ
Missnöjd ዗ይምዕጋብ፡ ዗ይምሕጓስ፡ ቅርምባል
Motioner 1.እማመ፡ ንምዴማጽ ዙቐርብ ጥርኑፍ ርእይቶ 2. ምንቅስቓስ
mutor ጉቦ
Myndighet በዓል መዙ
Mångkulturell ብዘሕነት ባህሉ
Mödravård ክንክን ወሊዱት
Möjligen 1. ብዜከኣል 2. ምናልባት
Möjlighet ዕዴል ፡ ኣጋጣሚ
Nya 1.ሓዯሽቲ 2. እዋናውያን
Näringsliv ዋኒነ ትካል
Nätverk መርበብ
omprövning ከም ብሓዴሽ ምርመራ
organisation ውዴበ
Parti ሰልፊ፡ ፓርቲ
Patientavgift ክፍሉት ሕሙም
Pension ዯሞዜ ጥሮታ
Planering ውጥን
polismyndighet በዓል መዙ ፖሉስ
Politiker ፖሇቲከኛ
Politiskt ፖሇቲካዊ
Primärvård መባእታዊ ሕክምና
Program ፕሮግራም፡ መዯብ፡ ውጥን
Regering መንግስቲ
Regler ሕጋጋት
Religionsfrihet ነጻነት ሃይማኖት
Riksdag ባይቶ ሃገር
Riktlinjer መምርሒ
Rättigheter መሰል
Rättsordning ስርዓተ ሕጊ
Rösträtt መሰል ምርጫ
Samhälls uppbyggnad ኣሰራርታ ሕብረተሰብ
samhällsguide ሓባር ሕብረተሰብ
Segregation ፍልያ
Sex och samlevnad ጾታን ብሓባር ምቕማጥን
sjukhusvård ክንክን ጥዕና ኣብ ሆስፒታል
Sjukpenning መተካእታ ዯሞዜ ኣብ እዋን ሕማም
Sjukskriven ብኩራት ብምክንያት ሕማም
Sjukvården ክንክን ሕማም
Skatt ግብሪ
Skatteverket ኣታዊ ውሽጢ ሀገር
Skolhälsovård ክንክን ጥዕና ኣብ ቤት ትምህርቲ
Skolmat መግቢ ኣብ ቤት ትምህርቲ
skolsystem ስርዓተ ትምህርቲ
Skriftlig ብጽሑፍ
Skydda ተኸሊኸሇ፡ ሓሇወ፡ ኣዕቆበ
Skyldigheter ግዳታ
Skälig ርትዓዊ፣ ፍትሓዊ
Skärm 1.መጋረጃ፡ መኸወሉ 2. ዓሇባ ምርኢት፡ ኣብ ተሇቪጅንን
Sköter ምእሊይ፡ ምክንኻን
Social & Välfärdspolitik ሜሊ ማሕበራውን ሰብኣዊ ዴሕነትን
Sociala koder ማሕበራዊ ኮዴ
Socialförsäkring ማሕበራዊ ውሕስነት
Socialnämnden
Socialtjänst ማሕበራዊ ኣገልግሎት
Socialtjänstlagen ሕጊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት
statens ናይ ሃገር፡ መንግስታዊ
Studielån ልቃሕ ንመምሃሪ
Styr 1. ምምራሕ፡ ምምሕዲር 2.ምዜዋር
Styrker 1.መርትዖ ምቅራብ 2. ምርግጋጽ
Stöd ዯገፍ፡ ሓገዜ
Svar መልሲ
Svenska traditioner ባህሉ ሽወዯን
Sysselsättning ስራሕ
särskilda Folk ፍለያት ህዜቢ
Söka ምዴሊይ፣ ምምልካት
Tabun ነውሪ
Tandvård ሕክምና ስኒ
tidning ጋዛጣ፡ መጽሔት
Tillförsäkra ምርግጋጽ፣ ውሕስነት ምሃብ
Tillräcklig እኩል
Tjänsteman በዓል ስልጣን
Tolkas ይትርጎም
Tvinga ምግዲዴ፡ ምዴራኽ፡ ዴፍኢት
Tvättstuga ቤት ሕጽቦ
Underhållsstöd ወሇዱ ብሓዯ ዗ይነብሩ እንተኾይኖም ሓዱኦም ዜኸፍሎ ቀሇብ ቆልዓ
Uppehållstillstånd ኣብ ሃገር መንበሪ ፍቓዴ
Uppehälle ምንባር፣ ምህሊው፣ ዴራር ዕሇት
Uppfostran ኣተዓባብያ
Uppgift ዕማም፡ ፍለይ ስራሕ
Uppvisa ምርኣይ፡ ምምስካር
Utgifter ወጻኢታት
Utomlands ወጻኢ ሃገር
Utskotten ሽማግሇ
Vaccination ክታበት
val ምርጫ
Valkuvert ቡስጣ መዴመጺ
Valsedlar መዴመጺ ሰነዴ
Verktyg for uppfostran ሜሊ ኣተዓባብያ ቆልዑ
Viktig ኣገዲሲ
Villkorslöst ዗ይኩነታዊ
Vård garanti ውሕስነት ሕክምና
Yttrandefrihet ብጽሑፍ ይኹን ብ዗ረባ ሓሳባትካ ናይ ምግሊጽ ነጻነት
Ändra ምቕያር፡ ምልዋጥ
Överklaga ይግባይ ምባል